ነቀዝ

ግጥሚ ፈላጣት

ነቀዝ በሊኡ ኣይረጉደ ኣይቀጥን
ተዛሪቡ ዘይደክሞ
ኣይደፍር ኣይፈርሕ
ኣይሓፅር ኣይነውሕ
ንባእሉ መሲሉ ዝነብር ፍጡር

Comments

Popular Posts