ያሓወይ
-ያሓወይ-
ወላይ: እንጀራ ዶ አሎ ? ሓደ ጥብሲ እሰኪ አምፀኣልና ዘሓወይ ? ዋይ ያየኒ ኣለካ ዲካ ዘይረኣኩካ::
ያየኒ:- ጭሕሚ ስለ ዘለኒ ይኮን ዘይረኣካኒ :)
ወላይ:- ኣይይ... ቀደም ዝገደፍናዮ ...
ወላይ: - ያየኒ እንታይ ዳኣ ዝንጀራስ ሰይቡ...
ያየኒ: ንሕና ናይ ትማሊ እካ ሰይብና, እንጀራ ካብ ዝበሃል ዶ ዊሒድዎ:: ጥመየት ጥራሕ ኣይሃሉ::

Comments
Post a Comment